ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥቅምቲ 13, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓዲግራት, ኢትዮጵያ
ኣብዚ ምስሊ ንርእን ዘላና ወላዲት ወ/ሮ ኣበባ ተኽሉ ዘተብሃላ ነበረት ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 ዞን 4 ከባቢ ገነት ዝኾና ብቁዳም ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ንጉህ ናብ ቤተክርስቲያን ኢለን ምስ ወፃ ንገዛ ኣይተመላሳን:: ቤተሰብ እዚን ወላዲት ኣብ ኩሉ ደዎምም ስለ ዝበኣንዉን ኣብዚ ማሕበራዊ ሚድያ ዝረአክምወን ወይ ከኣ ሓበሬታ ተሃለዉኩም ተዳዉና ብዘ ስልኪ ይብልኩም ኣላው ስድራ እዝን ወላዲት::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ኣበባ ተኽሉ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።