ለመጨረሻ ጊዜ የታየው
September 30, 2016
መጨረሻ የታወቀው ቦታ
Mekelle, Ethiopia
እዛ እንርአ ዘላና ንእስቲ #ዮርዳኖስ_ኪዳነ_መለይ ትብሃል። ዕድመኣ 20 ተምሃሪት 12 ክፍሊ እያ። ነበርታ ኣብ ከተማ መቓለ ክፍሊ ከተማ ሓወልቲ ቀጸና 17 እንትትኩን ብዕለት 30/09/16 ሰዓት 11:30 ኣጋ ወጋሕታ ካብ መንበሪ ገዝኣ ኪትጋገዘ ኢላ ምስወጠት ኣይተመለሰትን። ዘተኸይዳ ዓይነት ኩዕን ዕልም ስረ ኩይኑ ስድራ ዮርዳኖስ ሜለይ ዓሉም ብምጥፍኣ ኣብ ከቢድ ሸቑሎት ስለ ዝርከቡ እባ ኣብዜ ግዳ እንኣንድጅ ሓሳብ ሓበሬታ ዘለዎም ናብዚ ስልኪ ቁጹሪ ንኣረኹቡ ንዘግዘምዉ።
If you are family members, please contact us. የቤተሰብ አባላት ከሆናችሁ፣ እባክዎ ያግኙን።
ስለዚህ ጉዳይ መረጃ ካለዎት፣ እባክዎ ከላይ ጥቆማ ያስገቡ ወይም በ info@missingfromethiopia.org ያግኙን።
ዮርዳኖስ ኪዳነ ሙለይን አይተው ከሆነ ወይም ሊረዳ የሚችል ማንኛውም መረጃ ካለዎት፣ እባክዎ ያካፍሉን። እያንዳንዱ ጥቆማ ዋጋ አለው።