ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
መስከረም 30, 2016
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቐለ፣ ኢትዮፕያ
እዛ እንርአ ዘላና ንእስቲ ዮርዳኖስ ኪዳነ መለይ ትብሃል። ዕድመኣ 20 ተምሃሪት 12 ክፍሊ እያ። ነበርታ ኣብ ከተማ መቓለ ክፍሊ ከተማ ሓወልቲ ቀጸና 17 እንትትኩን ብዕለት 30/09/16 ሰዓት 11:30 ኣጋ ወጋሕታ ካብ መንበሪ ገዝኣ ኪትጋገዘ ኢላ ምስወጠት ኣይተመለሰትን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ዮርዳኖስ ኪዳነ መለይ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።