ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሕዳር 21, 2020
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቐለ፣ ኢትዮጵያ
ካብ ገዛ ከወጽእ እንተሎ ተኺዲንዎ ዝነበረ ጂንስ ስረ ሓመይራዋይ ቆቢዕ ዘለዎ ጓልፎ (ሸርቡ) ምስ ጂንስ ጃኬት ናይ ቤት ትምህርቲ በርሳውን ሒዙ ንሩ።
አብቲ እዋን አብ የኽሽርስቲ መቐለ ቢዝነስ ካምፓስን ብጥወሳኺ ድም የኽሽርስቲ ኮሌጅ ሸባ ይመሃር ነይሩ፡፡ 1.አብ ዩኽርስቲ መቐለ - ሕጊ 2.አብ የኽሽርሲቲ ኮሌጅ ሸባ - ማናጅመንት
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ዮናስ ጌታቸው ተፈሪ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።