ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 10, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ማይ ኩሓሊ, ታሕታይ ኣድያቦ, ትግራይ, ኢትዮጵያ
ይኹን እምበር ብዕለት 03/11/2018 ኣ/ግእዝ ምስ ማሓዛ ብምኺጅን ካብ ገዛኣ ወዬን ስለ ዝጠፋአ ንሂወተን ንስድርቤተንን ናብ ዓገም ቅድሚ ምእታውን ዝራኣየን ወይ እውን ወዘቢ ዝረኸበን አካል እንተሃልዩ ክበረዞ ክሀበና ብትሕትና ንላዖ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ሕልፈይ ኢያልነይ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።