ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥሪ 16, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቓሊ፣ ኢትዮፕያ
ጓልና አብ ምስሊ ንራኣ ምላት ታደለ አብርሃ ዕድመዓ 17 ነበርጋታ አብ ከተማ መቓሊ ክፍላ ከተማ ሓወልቲ ዓድ ሽምድኪን ጣብያ ማምና ቀጠና 8ተ ኾይና ብዕለት 8/5/2018 ሰዓት 12:00 ሰዓት አጋ ግዜ ካብ ገዛ ብልዕወት እስከብ ኽዘ አይተመለሰት እሞ ልራእኹም ወይ አብ ሰለቖ ትፈልጡ በዘሆ በልክታት ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓትት
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ምላት ታደለ አብርሃ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።