ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ጥቅምቲ 12, 2018
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቐለ፣ ኢትዮፕያ
◆ ማምቲ ንኡስ ግ/ዋህድ ትብሃል፡፡ ዘተወለደትሉ ቦታ ወረዳ ቃ/ሑመራ ጣብያ ፍር ሰለም (ኢድሪስ) ከይኑ ትርፈሉ ዝንበረት ቦታ ወረዳ አበርገላ የጭፓ መሉእ 1 ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሰራርፋ እትሰሉሕ ዝንበረት እያ፡፡ ~ ~ ~ ~ ◆ ድሕሪ ናይ 2018ዓ.ም ት/ቲ ምዕዓዉ ኣብ መቓለ ቀበሌ 17 ከም ተከረት ገነራትና ንበራ፡ ካብ ዕለት 12/10/2018 ዓ.ም ኣሳብ ሓዘ ደያይ ስኢና ቤተብስ ኤውን ተማዛብልቲ ከይና ኣብ ሓፂል ዓገም እናሃላሂ ከልኣይ ብዓልና ናብ ጭንቂ ኣቲና ሓተይ ሓጡዘና፡፡
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣሎካ፡ ኣብ ላዕሊ ብልጫ ልኣኽ ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ማምቲ ንኡስ ግ/ዋህድ ርኢኻዮ ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተለካ፡ በጃኻ ምሳና ኣካፍል። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።