
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 20, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ዓዲግራት, ኢትዮጵያ
ኣብዚ ምስሊ ንርእን ዘላና ወላዲት ወ/ሮ ኣበባ ተኽሉ ዘተብሃላ ነበረት ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 ዞን 4 ከባቢ ገነት ዝኾና ብቁዳም ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ንጉህ ናብ ቤተክርስቲያን ኢለን ምስ ወፃ ንገዛ ኣይተመላሳን:: ቤተሰብ እዚን ወላዲት ኣብ ኩሉ ደዎምም ስለ ዝበኣንዉን ኣብዚ ማሕበራዊ ሚድያ ዝረአክምወን ወይ ከኣ ሓበሬታ ተሃለዉኩም ተዳዉና ብዘ ስልኪ ይብልኩም ኣላው ስድራ እዝን ወላዲት::
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብ ላዕሊ ስደዱልና ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ንኣበባ ተኽሉ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።