
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሰነ 7, 2024
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቐለ፣ ኢትዮፕያ
እዛ እንርአ ዘላና ንእስቲ ዮርዳኖስ ኪዳነ መለይ ትብሃል። ዕድመኣ 20 ተምሃሪት 12 ክፍሊ እያ። ነበርታ ኣብ ከተማ መቓለ ክፍሊ ከተማ ሓወልቲ ቀጸና 17 እንትትኩን ብዕለት 30/09/16 ሰዓት 11:30 ኣጋ ወጋሕታ ካብ መንበሪ ገዝኣ ኪትጋገዘ ኢላ ምስወጠት ኣይተመለሰትን።
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብ ላዕሊ ስደዱልና ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ንዮርዳኖስ ኪዳነ መለይ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።