
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሕዳር 21, 2020
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
መቐለ፣ ኢትዮጵያ
ካብ ገዛ ከወጽእ እንተሎ ተኺዲንዎ ዝነበረ ጂንስ ስረ ሓመይራዋይ ቆቢዕ ዘለዎ ጓልፎ (ሸርቡ) ምስ ጂንስ ጃኬት ናይ ቤት ትምህርቲ በርሳውን ሒዙ ንሩ።
አብቲ እዋን አብ የኽሽርስቲ መቐለ ቢዝነስ ካምፓስን ብጥወሳኺ ድም የኽሽርስቲ ኮሌጅ ሸባ ይመሃር ነይሩ፡፡ 1.አብ ዩኽርስቲ መቐለ - ሕጊ 2.አብ የኽሽርሲቲ ኮሌጅ ሸባ - ማናጅመንት
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብ ላዕሊ ስደዱልና ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ንዮናስ ጌታቸው ተፈሪ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።