
ዝመጨረሻ ዝተራኣየ
ሓምለ 10, 2026
ዝመጨረሻ ዝተፈልጠ ቦታ
ማይ ኩሓሊ, ታሕታይ ኣድያቦ, ትግራይ, ኢትዮጵያ
ይኹን እምበር ብዕለት 03/11/2018 ኣ/ግእዝ ምስ ማሓዛ ብምኺጅን ካብ ገዛኣ ወዬን ስለ ዝጠፋአ ንሂወተን ንስድርቤተንን ናብ ዓገም ቅድሚ ምእታውን ዝራኣየን ወይ እውን ወዘቢ ዝረኸበን አካል እንተሃልዩ ክበረዞ ክሀበና ብትሕትና ንላዖ
ኣባላት ስድራቤት እንተኾይንኩም ክትረኽቡና ንዕድም።
ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ እንተ ኣለኩም፡ ኣብ ላዕሊ ስደዱልና ወይ ኣብ info@missingfromethiopia.org ርኸቡና።
ንሕልፈይ ኢያልነይ ርኢኹም ወይ ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታ እንተልዩኩም፡ ብኽብረትኩም ምሳና ኣካፍሉ። ነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።